home ዜና ቤተክርስቲያን እግዚአብሔር ዓቢይ ግብሪ ገበረልና ንሕና ድማ ተሓጎስና

እግዚአብሔር ዓቢይ ግብሪ ገበረልና ንሕና ድማ ተሓጎስና

ሰንበት 9 ሓምሌ 2009 ..

(16/7/2017 ..) ኣቡነ እንጦንዮስ፡ ብፁዓን ሊቃነ ጳጳሳት፣ ጳጳሳት፣ ኣበምኔት ገዳማትን መነኮሳትን፡ ሊቃውንት መምህራንን መዘምራንን፡ ውሉደ ክህነትን ዲያቆናትን፡ ምእመናንን ምእመናትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣብ ርእሰ ኣድባራት ደብረ ጽዮን ቅድስት ማርያም (ኣሥመራ) ጸሎተ ቅዳሴ ተሠሪዑ።

ንነዊኅ ጊዜ ክስርሓሉ ዝጸንሐ ናይ ዕርቀ ሠላም መገዲ ብሩኅ ተስፋ ኣርእዩናስ እነሆ ብጸሎተ ቅዳሴ ተዓጂቡ ተጀሚሩ። ነዚ ናይ ዕርቂ መገዲ ብዘይ ዕረፍቲ ብጸሎትን መንፈሳዊ ባዕዳን ክሰርሑሉ ዝጸንሑ ኣቦታት እግዚ አብሔር ዓስበ ቅዱሳን ክህበልና እናተመነና ሃገረ ስብከት ኤውሮጳ ዝተሰምዖ ሓጎስ ወሰን ከም ዘይብሉ ይገልጽ። ነዚ ረኺብናዮ ዘለና ጩራ ብርሃን ክሳዕ መወዳእታ ጸኒዑ ዓወት ቤተ ክርስቲያን ንርእየሉ ዘመን ክገብረልና ውን ንምነ።

pdf file

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *